HELVETAS Swiss Intercooperation would like to invite interested and component contractors for Irrigation Canal Maintenance works at different sites of RE-PASS project being implemented in Tigray National Regional State.ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ (ዴስክ፣ ጠረጴዛ፣ ወንበርን ፀሊም ሰሌዳን) ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ከጓዓዕዝ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ደበርቺ ካብ አፀደ ማሪያም ክሊኒክ ናብ ኣስፋልት ብዕደጋ ቁፅሪ ዓድዋ/CW/DRN/01/18 ናይ ተፋሰስ ወይድማ ፓይፕ ድሪንጅ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣለጀ ብናይ 3R4SE ፕሮክት ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ቦራቸለናን ሰለዋን ዝርከቡ ኣብያት ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ወይከዓ quick fix ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንወረዳ ኣሕስኣ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐደ ዓሚቁ ጉድጎድ ብ uncef በጀት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከኮዕት ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ B+G+10(LOT1) ንዓማዊል ንምርካብ መሉእ ናይ ሳኒተሪ ሰራሕቲ ክሳብ ፊቲንግ ምግጣም ክነስርሕ ሰለዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ጀነሬተር : መፅላለ ዝኾውን ገዛ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ንማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋደሪል መንገዲ ስራሕቲ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ምድብ ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ምድብ ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኮነ ፕሮጀክት ካብ UNDP & RT ብዝተረከበ ሐገዝ በጀት ኣብ ጣብያ ደደረ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ መዕረፊ መዋልዳን ምስራሕ ብብርኪ ብዕደጋ መፍለይ ኮድ ቆላ 08 2017 ብርኪ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ህንፃ ኮንትራክተር BC ብብርኪ ደረጃ 9 ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ዳንትንት ንግድ ትካላትን ናይ ኮንስትራክሽን ብቅዓት ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ