ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ SLMP 3 በጀት ዝክፈል ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታት መሳርሒ ህንፃ : ዘርኢ እፅዋት : አትክልቲ ፍራምረን ካልኦትን ከምእዉን ናይ ደርሆ ጨቆቅቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት ን2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ከምእዉን ንምምሕዳራዊ ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክተሪክ: መለዋወጢ ኣቅሑት ኮምፒተር: መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት ናይ ሳኒተሪ ማለት እዉን ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ : ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ንናይ ጨረቃ ጨረቂ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ