ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ በጀት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንካልኣይ ዙር ንናይ ቤት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ካዳሰርት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ደቀቅቲ መሳርሒታት :ተሽከርከርትን : ኤሌክትሮኒክስ :ቀዋሚ ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስ : ተሽከርክርቲን ነንሕድሕድ 18000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 16000 : ንቀዋሚ ንብረት 15000 : ንደቀቅቲ መሳርሒ 3000
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንትካሉ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ወይድማ ናይ ኣይቲ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ተጫረቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንፅሬት ኣቅሑት ብር 2000 : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪ ኣቅሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ድማ ብር 7000
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s