Closed
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀት ዕድጋን ንብረት ምምሕዳርን ፋይናንስን ንብረት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አዉራ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናዉቲ ፈርኒቸር : ሞተር ሳይክልን : ናይ ማሽን ክራይ ስራሕቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሪሩ ክዕድግን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ክረክብ ስለዝድለየ ክትወዳደሩ እትክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 20000 : ናዉቲ ፈርኒቸር 10000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክልን 15000 ቅርሺ : ናይ ማሽን ክራይ 120000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ