Closed
ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ አብ 2019 ዓ.ም. ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑትን ናይ ፅሬት አቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዓድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 19, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 19, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ