ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ- ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ካብ ዩኒዲፒ ዝተረከበ በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ፖሊስ ትምህርቲ ጥዕና አገልግሎት ዝዉዕለ ምድብ ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ምድብ ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሎት ሐደን 10000 ቅርሺ ፡ ንምደብ ክልተ 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ