Closed
ትካልና ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ሰርቫይ ኣቅሑት ማለት እዉን ስቶል ስቴሽን ምስ ምሉኡ ኣክሰሰሪኡ በዝሒ ክልተ : ለቨሊንግ ኢንስትሩመንት ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪኡ በዝሒ ክልተ ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 25, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ