ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ንኩለን ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ፅሕፈት መሳርሒ : ብኤሌክትሮኒክስ ወይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን: ብናይ እንስሳ ናዉቲ ህክምና : ብናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ናይ ኤለክትሮኒክስ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኮሚሽን ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና GPS ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከግጥምን ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 16, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን : ናይ ፅሕፈት ኣቅሑትን : ጎማ ናይ መኪና : ኣቅሑት ሕትመት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ኮሌጅ አገልግልት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሓኒት እንስሳት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ትራክተር መኪና መለዋወጢ አቅሑት : ኣቅሑት ማይ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ዘርኢ ኮሚደረን : መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ትራክተር መኪና ስፔር : ናይ ማይ ኣቁሑትን ፡ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት ፣ ናይ ዘርኢ ቲማትምን ናይ ህንፃ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኣቅሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዜ ባዕል መዚ ልምዓት እቶት ትግራይ ዝወፀ ጨረታ ንበጀት 2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ