Closed
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቢሮ መሳርሒ ኣቅሑት በቲ ዝተሐተተ ቴክኒካል መሰረት ቶም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑታት ማለት እዉን ኣርባዕተ ከምፒተር : ክልተ ፓል ቀለም A3 printer : ክልተን A4 እዉን ከገልግል A3 photocpy machine : ሐደ scanner : ኣርባዕተ laptop core I7 : ሰለሰተ A4 printer ብላክን ዋይትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2018 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ