ተዓፅዩ
ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሽከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 8, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።