ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልልትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕላ ካብ UPA ዝተረኽበ ባጀት mini Laptop ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕደን ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 23, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።