ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ አቑሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ አቑሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናዉቲ ሕክምና : ሎት ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኦፍላናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሎት ሐደን ክልተን 15000 ቅርሺ :ንሎት ሰለሰተ 30000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ኦፍላ አብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናዉቲ ሕክምና : ሎት ክልተ ኣቅሑት ገዛን ቢሮን : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዶሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2018 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2018 3:20 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ጎማ/ ካብ One Wash ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንምግዛእ ከምኡዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገዳ መካይን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ዝክፈል ዝኽዕል ትካል ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2018 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ጎማ/ ካብ One Wash ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ንምግዛእ ከምኡዉን ኣብ እንዳማርያም ዝርከብ ዝዉገዳ መካይን ሞተር ሳይክልን ሸይጡ ኮምሽን ዝክፈል ዝኽዕል ትካል ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ላፕቶፓት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ላፕቶፓት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ UNFPA ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ Core i5 Desktop computer, A4 Size Black and White Printer, Core i5 lap top ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ UNFPA ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ Core i5 Desktop computer, A4 Size Black and White Printer, Core i5 lap top ኣጨሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ብናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 30000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 5000 : ናይ ሕትመት ስራሕቲ 5000 : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 45000 : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት 15000 ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ብናይ 2018 ዓም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ዝርከባ ዝተፈላለየ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 28, 2018 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳሪሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም እንደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳሪሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም እንደሊ ።
ግልፂ ጨረታClosed ንኻልአይ ግዜ ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ኤለክትሮንክስ መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንኻልአይ ግዜ ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ናይ ኤለክትሮንክስ መሳረሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም ::