ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ሙሉእ ፓኬጅን ሲሰተምን ስራሕቲን : ናይ ፋዉንቴን ስራሕቲ ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ሕክምና : ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሰርቨር መሉእ ፓኬጅ ሲሰተምን ስራሕቲ 120000 ቅርሺ : ንፋዉንቴን ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት 15000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንናዉቲ ሕክምና 10000 ቅርሺ ሰርቪስ መኪና 10000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልሚ በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ከይደ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ሙሉእ ፓኬጅን ሲሰተምን ስራሕቲን : ናይ ፋዉንቴን ስራሕቲ ማለት እዉን ሐወልቲ ሐየሎም ንፅገና ዝከዉን ዝተፈላለዩ ንብረት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ሕክምና : ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
ግልፂ ጨረታClosed ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ላፕቶፕ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2018 2:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ላፕቶፕ ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕላ ኮምፕዩተራት ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ብዕለት 30/03/2018 ዓ/ም ግልፂ ጨረታ ዘውፅአ ኾይኑ ሕዚ ድማ ክሳብ ዕለት 08/04/2018 ዓ/ም ከምዝተናውሐ ንምግላፅ ንፎቱ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 9, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 9, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕላ ኮምፕዩተራት ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ብዕለት 30/03/2018 ዓ/ም ግልፂ ጨረታ ዘውፅአ ኾይኑ ሕዚ ድማ ክሳብ ዕለት 08/04/2018 ዓ/ም ከምዝተናውሐ ንምግላፅ ንፎቱ::
ግልፂ ጨረታClosed 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ንትካልና ግልጋሎት ንሚድያ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክ ቴክንሻል ከምኡዉን ናይ ፅሕፈንዛእ ስለዝደ መሳርሕንንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ንትካልና ግልጋሎት ንሚድያ ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክ ቴክንሻል ከምኡዉን ናይ ፅሕፈንዛእ ስለዝደ መሳርሕንንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ: ንኣቀሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ኤሌክትሪክ 15000 ቅረሺ : ንኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 50000 ቅርሺ : ንተሸከርከርቲ 15000 ቅረሺ : ከምእዉን ንመሳርሒ ህንፃ 1500 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ታሕሳስ 3, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ፈረስ ማይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ዝዉዕል ብዝሓዞ ትልሚ መሰረት ተሽከርከርቲ መላት እዉን ሞተር ሳይክልን: ሳይክልን : ህንፃ ኣቀሑት : ፅሬት ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕላ ኮምፕዩተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 7, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 7, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 30, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕላ ኮምፕዩተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ