Closed
ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ንቤት ዕዮ ዝኾዉን መጋረጃ /ሎት 01/ን ኤሌክትሮኒክስን /ሎት 02/ን ብከባብያዊ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ