ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ ባንባ ኣቁሑን/እሌክትሪኒክስ ኣቁሑ፡ፅሕፈት መሳርሒ ሞተር ሳይክል ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2018 6:05 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ኣብ 2018 ዓም ንሴክተራት ካብ ዝተመደበሎም በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ደምብ ሊብሲን ኤሌክትሮኒክስን ፕላስቲ ቱፖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይ ቅነጣል ካብ ዘለውዎ ናይ 2018 ዓ/ም መደበኛ በጀት ካብ ዕለት 18/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/04/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝውዕል ግልፂ ጨረታንናይ ወረዲኡ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውት ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይ ቅነጣል ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንመዘናገዒ ማሕበር መናእሰይ ክፍለ-ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ(ሙዚቃ)መሳርሒ አቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 20, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም (Color printer Ink) ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ንዝተፈላለዩ ሎት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ሎት ሰለሰተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ንግልጋሎት ሴክተራት ዝዉዕሉ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኮረም ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ግልጋሎት ዝዉዕል፡- Skill Building Materials ፥ Self-Care, Personal and Sanitary items ፥ Refreshment items ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ Materials to Equip WGSS-Sites ፥ Materials for Furnishing ፥ Purchase of Laptop Computers and Accessories ፥ Suggestion Box ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ