ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ አቑሑት ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 3:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ አቑሑት ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑቅ፡ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሕትመት ንምሕታም፣ መኮረኒ ፣ ዘይቲ፡ ድፍን ብርስን፣ ፊኖን ፀባን ሩዝን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ +2 ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑቅ፡ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ሕትመት ንምሕታም፣ መኮረኒ ፣ ዘይቲ፡ ድፍን ብርስን፣ ፊኖን ፀባን ሩዝን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራሃያ ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ህንፃን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒክስ 10000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 15000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ :መሳርሒ ህንፃ 2000 ቅርሺ : ሕትመት 2000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን+4 ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራሃያ ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ህንፃን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ብሜሌ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ ጀስትስ ፎር ኦል ብዝተረከበ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ብሜሌ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኮምሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ኤሌክትሮንስ አቁሕትን /ተዛመድቲ / ከምዕውን ናይ ስፖርት ዕጥቅን / ተዛመድቲን / ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 30, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ኮምሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ኤሌክትሮንስ አቁሕትን /ተዛመድቲ / ከምዕውን ናይ ስፖርት ዕጥቅን / ተዛመድቲን / ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝረክበ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 5:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ2,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 28, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝረክበ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ክፍለ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 28, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንኣብያተ ዕዩ ክፍለ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ላፕቶፕ (laptop) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 5, 2018 3:45 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2% ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ንዘበነ ትም/ቲ 2018 ዓ/ም ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ላፕቶፕ (laptop) ካብ መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን+10 ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።