ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ እንዳስላሴ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንኣቅሑት ፅገና መሳርሒ ህንፃን፣ ንኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ ንኣቅሑ ኮምፒተርን ተዛመድቲ መሽናትን ንኣቅሑት ናውቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2011 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽረ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።