ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ መደበኛ በጀት ዝተረከበ ንናይ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ መኪና ስፔር ጨረታ ኣዉፂኡ ከጫርት ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ደጎዓ ተምቤን
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።