ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ france EMBASY ብምትሕብባር ኣብ ነጋሽ ንዝርከብ site WGSS MAIERIAL ንብረት ከም PLASTICS MESH ፣ BROMM SHAMPOO ፣ ... ወዘተ ዝአመ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ሕጋዎት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።