ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትን መሰርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ: መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና: ኬሚካላት ቤተ ፈተነ: ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ላዕላይ አድያቦ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።