ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ንአብ ዝተፈላለየ ቦታታት ንመስመር ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል መገጣጠሚ Comp union/coupler-90*90 አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ንአብ ዝተፈላለየ ቦታታት ንመስመር ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል መገጣጠሚ Comp union/coupler-90*90 አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ንአብ ዝተፈላለየ ቦታታት ንመስመር ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል መገጣጠሚ Bult And Nut -16*70 አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ንአብ ዝተፈላለየ ቦታታት ንመስመር ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል መገጣጠሚ Bult And Nut -16*70 አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ አቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 9, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ አቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅና መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ህንፃ መሳርሕን ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 8, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅና መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ህንፃ መሳርሕን ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሃፍቲ እንስሳ ኣቅሑት : ኤሌክትሪካል ጀነሬተር :ናይ ማይ ፓምፕ ጀነሬተር አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 5, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ሕርሻ መሺነሪኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን+3 ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሃፍቲ እንስሳ ኣቅሑት : ኤሌክትሪካል ጀነሬተር :ናይ ማይ ፓምፕ ጀነሬተር አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሃፍቲ እንስሳት ኣቁሑት ፣ ኤሌትሪካል ጀኔሬተርን ናይ ማይ ፓምፕ ጀኔሬተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 3, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን+2 ተወሳኺ ኣንብብ : ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሃፍቲ እንስሳት ኣቁሑት ፣ ኤሌትሪካል ጀኔሬተርን ናይ ማይ ፓምፕ ጀኔሬተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት (Spare Parts) and Construction items ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 29, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 25, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት (Spare Parts) and Construction items ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንጨንፈር ሰሜን ዓ/ሓቂን ግልገሎት ዝውዕል ሰለዝተበላሸው አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 23, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንጨንፈር ሰሜን ዓ/ሓቂን ግልገሎት ዝውዕል ሰለዝተበላሸው አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትንኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ መምሪ ንዝኾንኩም ትካላት በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ ፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 9, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንማሽነሪ ክራይ ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትንኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ መምሪ ንዝኾንኩም ትካላት በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ ፦
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንስን ወረዳ ዓድዋ ን2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዘፈር ቁጠባ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ደርሆን ፡ ናይ ማይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንስን ወረዳ ዓድዋ ን2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዘፈር ቁጠባ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ደርሆን ፡ ናይ ማይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ