Closed
ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር እዞም ካብዙይ ንታሕቲ ኣብ ሰንጠረዥ ዝተቐመጡ ዝርዝር ጨረታ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቑሓታት እተማልኡ ትካላት ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ