ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ኣብ ከተማ አለማጣ ንዘስርሖ ዘሎ ፍረ ስዉኣት ማእከል መናእሰይ 3ይ ደብሪ ህንፃ ናይ ኣሉሚነየም : መስትያት : ማዕፆ : ናይ ደረጃ መደየቢ ምስ መስረሒኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።