ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ዕድጊት ፣ንብረት መፍለይ ኮድ ናብ ትካልና ብምቅራብ ግልጋሎት ፅሑፍ ክህብ ዝክእልን ናይ ቢሮ ቁልፊ ሲሊንደር ዘይቅረዕ ናይ አለሚንየም ዕድጊት በቲ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማ/ኣ ናይ ሕክምና መድሓኒታት ትሕት ኢሉ ብዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ካብ ዝምልከቶም ሕጋዊ መቕረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኸዕድግ ይደሊ "ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኣለሙንየም መሳልል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚመሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ኮች ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2016 4:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ሽቃቅ ሽቃቀ ዝዉዕል ስራሕቲ ኣሉሚኒየም ማተሪያል ምስ ምግጣም ሞያ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክ ትግራይ ንብሮና ሽንቲ ቤት ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣለኒዮም ስራሕቲ ምስ ማዕዖን መስኮትን ምግጣም ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ መሳርሒ ቤ/ፅ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣንበሳ ኢንተርናሽናል ባንክ ኣ.ማ ሰሜን ሪጅን ፅ/ቤት በስሩ ለሚገኙ22/ሃያ ሁለት/ ኣዳዲስ እና በስራ ላይ ያሉት ቅርንጫፎች በዘርፍ በተሰማሩ ድርጅቶች በኣለሚኒየም የጥበቃ ቤት (SENTRY BOX ) በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል።ስለሆነምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ዩኒቨርሲቲ ከዚህ በታች የተዘረ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 16ኛው ቀን ጠዋት 3:30 ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
North Ethio Telecom invites all interested and eligible bidders for the procurement of construction of fuel tank four foundation generator foundation and retaining well work in rawyan (Lot1) ,Aluminum partition and door work for higher shop, Aluminum partition work fir quiha and mekelle technical building (lot2) tower foundation at meziber (Lot3) Construction of waiting shelter for hawiz and axum ( lot4) construction of waiting shelter for aballa (05) ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ