ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ፕሮግራም ዘላቂ ኣታሕዛ መሬት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ ዕድጊታት ማለት ናይ እፅዋት ዘርኢን ፡ ኣትክልትን ፍራምረን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ላዕላይ አድያቦ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።