ማሕበርና ወዛም ዓለባ ዓዲ ህንፀት ማእከል ዕዳጋ ካብ ሓምለ -1/2018 ዓ.ም ክሳብ ሰነ- 30/2018 ማለት ድማ ናይ ሓደ ዓመት ብናይ ደገ ኦዲተር ክነግብር ንደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 10, 2018 7:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።