ተዓፅዩ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ ስለዚ ን2018 ዓ/ምን ንመፃኢ 2' ተካታተሊ ዓመት ኦዲት ክገብር ዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 20, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 20, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።