ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ናይ ቀበሌ 02 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ሎት 1 ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ሓደ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕደም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።