ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ካምፓኒ ንከጣይሽ ይደሊ ነቲ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 5, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።