ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኣቅሑት ማሽነሪ መለዋወጢ : ኣቅሑት መኪናን : ንፅገና ገዛን ፅገና ማሽን ዝዉዕል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 5, 2018 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ Flanged ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ናይ ባኒ መሳርሒ ዝጠቅሙ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክአስር ስለ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብናይ ኮዋሽ በጀት ዝኽፈል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ | ናይ ኤሌትረክ ን ናይ ማይ አቁሕትን ን ናይ ፎርድ መኪና መሳረሕ ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓደዋ ናይ ጉደና መብራህቲ ፅገና street city pol maintenance ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ አድያቦ ብፕሮጀክት UNDP ዝክፍል ንዝተፈለለየ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣስከሰሰሪን : ናይ እንስሳት መድሓኒት ናዉቲ ህክምናን : ናይ ቢሮን ገዛን ፈርኒቸር ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንሆስፒታል አገልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ደንቢ ልብሲ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ህንፃ መሳርሒ ንብረታት : ኮምፒተርን ከምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ሕትመት ስራሕቲ ን : ናይ ገዛን ቢሮን ንብረት መፍረይት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ