ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎን ምድጃን ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 3, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ኤሌክትሪክ ሞጎን ምድጃን ክዕድግ ስለ ዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሃይ ፕሪጀር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሃይ ፕሪጀር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቮልት ኖት ሻፍት ሶል ሚካኒካል ኤንድ ኤሌክትሪካል ማተሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥሪ 30, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስምንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቮልት ኖት ሻፍት ሶል ሚካኒካል ኤንድ ኤሌክትሪካል ማተሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 28, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣክሰሰሪ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 25, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣክሰሰሪ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 1, 2018 4:30 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 25, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ን ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ቱሉስ ቢሪንግ መካኒካል ኣንድ ኤሌክትሪካል መታሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ጥሪ 24, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ቱሉስ ቢሪንግ መካኒካል ኣንድ ኤሌክትሪካል መታሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ መሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ቅርሺ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 30000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 20000 ቅርሺ :ሳይክል 10000 ቅርሺ : ናይ ፅዕነት መኪና 50000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር 20000 : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን 30000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጥሪ 23, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲሃገራይ ብበጀት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝክፈል ዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕቲ እታ ከተማ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ዉፅኢት :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሞተር ሳይክል :ሳይክል : ኦባማ ዝዓይነተ ኣሲዙ ናይ ፅዕነት መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ዉፅኢታት ሓፂን መፂንን ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሪ ኣቕሑትን ንድሪብ ግልጋሎት ዝውዕል ቲትሮን ጨርቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥሪ 22, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሪ ኣቕሑትን ንድሪብ ግልጋሎት ዝውዕል ቲትሮን ጨርቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 20, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቑሑት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ።