ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 18, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ካብ ተራ ቑፅሪ 01 ክሳብ ቑፅሪ 11 ዝተጠቐሱ ዝተፈላለዩ ዓይነትታት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ( Open Bid) ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 7, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ80,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ካብ ተራ ቑፅሪ 01 ክሳብ ቑፅሪ 11 ዝተጠቐሱ ዝተፈላለዩ ዓይነትታት ንብረታት ብግልፂ ጨረታ( Open Bid) ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ሞተር ማይ ፡ እታወታት ሕርሻ ፡ ዘበናዊ ቆፎ ንህቢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 20, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 20, 2018 5:30 ደ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንእታወታት ሕርሻ 20000 ፡ ሞተር ማይ 8000 ፡ ዘመናዊ ቆፎ 8000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት መጋቢት 6, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ሞተር ማይ ፡ እታወታት ሕርሻ ፡ ዘበናዊ ቆፎ ንህቢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና ሎት ክልተ ሶላር ዋተር ፓምፕ ሎት ሰለሰተ ናይ ደርሆ መመገቢ ኣቅሑትን ናይ ገዛ ኣቅሑትን ሎት ኣርባዕተ ናይ ደርሆ ቀለብ መኖ ሎት ሓሙሸተ ብንጥረ ምግቢ ዝበልፀጉ ዘርኢ ዕፉን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2018 3:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 30, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ሎት ሐደ ዘርኢ ኣሕምልቲ ገደና ሎት ክልተ ሶላር ዋተር ፓምፕ ሎት ሰለሰተ ናይ ደርሆ መመገቢ ኣቅሑትን ናይ ገዛ ኣቅሑትን ሎት ኣርባዕተ ናይ ደርሆ ቀለብ መኖ ሎት ሓሙሸተ ብንጥረ ምግቢ ዝበልፀጉ ዘርኢ ዕፉን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ እታ ከተማ ዝጥቀማላ መሳርሒታት ኣቅሑት ሓይሊ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 5, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሃገረ ሰላምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ የካቲት 30, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ እታ ከተማ ዝጥቀማላ መሳርሒታት ኣቅሑት ሓይሊ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ኣቕሓ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 26, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ኣቕሓ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት ን ናይ ኢድ ላምባዲና መሳረሕ አቁሕት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 26, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፅሕፈት ን ናይ ኢድ ላምባዲና መሳረሕ አቁሕት ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ዲቫይደር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2018 4:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 24, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ዲቫይደር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ኣብ ናይ 208 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ ቁሸታት ጣብያታትን ወረዳታትን ዝርከቡ ማ/ሰብ ደኒ ዘለዎም ናይ መብራህቲ ሕፅረት ንምቅራፍ፤ መማረፂ ሓይሊ መብራህቲ (ሶላር) ብምጥቃም ቀንዲ መፍትሒ ኾይኑ ስለዝተረኸበ ትካልና ነዚ ክቅርቡ ዝኽእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ከልልና ትርከቡ ማሕበራትን ናይ ውልቀ ትካላትን ኩሉኹም ፤ ትካልና ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ብዝሓዞ መደብ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ200,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 21, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ኣብ ናይ 208 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ዝኾነ ኣብ ዝተፈላለዩ ቁሸታት ጣብያታትን ወረዳታትን ዝርከቡ ማ/ሰብ ደኒ ዘለዎም ናይ መብራህቲ ሕፅረት ንምቅራፍ፤ መማረፂ ሓይሊ መብራህቲ (ሶላር) ብምጥቃም ቀንዲ መፍትሒ ኾይኑ ስለዝተረኸበ ትካልና ነዚ ክቅርቡ ዝኽእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ከልልና ትርከቡ ማሕበራትን ናይ ውልቀ ትካላትን ኩሉኹም ፤ ትካልና ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ብዝሓዞ መደብ ከስርሕ ይደሊ፡፡