ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ብዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ካብ GSF በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ማይ ጥምቀትን በለስን ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣርባዕተ ናይ ሓባር ዒላ ብሌክትሪካል ኣቅሑት ሶላር ምቅራብን ምዝርጋሕን ማለት ፓወር ሶላር ፓምፕ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓቲ ንምስራሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 7, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ45,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ዝተፈላለየ ዓይነት መሳርሒ ድሕንነት ማለት እዉን ኣልሙኒዩም ሱት : ኣይጎጎል እስፔሻል ፎር ክሊን ፍሊም : መሸፈኒ ገፅ : ናይ ሓዊ መከላካሊ ጫማ : ቆቢዒ ምስ መሸፈኒ ማእገር ሔልሜት ጃኬት ቬስት ሪፍሊክተር : ረይን ኮት : ናይ ድሕንነት ጫማ እሰፔሻል ፋይርማን ኩሎዝ : እሰፔሸሰል ሄልሚት ፎር ፋየርማን ፋስት ኣፕን ሴፍቲ ሹ ብግፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 1, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2017 4:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ