Relif society of Tigray REST wants to make Review Existing policy, regulation and Practice on Decent Work and Labor Right

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 5, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 5, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብናይ ፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ተፅዕኖ ስደተኛታት ማለት እዉን DRIDP ብዝተተሓዘ በጀት ዋንነቱ ናይ ሃፍቲ ማይ ማዕድንን ኢነርጅን ዝስራሕ ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሰላም ናይ መስተ ማይ ማእከላይ ጎዳጉዲ በፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ጎዳጉዲ ካዕቲ ማለት እዉን ዋተር ዌል ዲሪሊንግ ፈቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ከሰርሕ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 7, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 7, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0)162.60 (0)
179.63 (-0.56)181.43 (-0.57)
24 (0)24.29 (-0.01)
9.73 (0.01)9.83 (0.01)
1.01 (-0.01)1.02 (-0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2019
s