ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ ትግራይ ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳደር ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርቡ
3 ቫት 15 ሚኢታዊ ብፍላይ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝሓወሰ
4 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ 16/08/2012ዓ/ም ይከዉን
5 ፕሮፎርማ ዝረአየሉ ዕለት 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን