ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2012 4:45 ቅ/ሰዓት
ቦታሳሓርቲ ሳምረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ