Closed
ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 1 ክሳብ 12 ሰነ 2012ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ 67 ንመንበሪ ፣ ንግድን ፣ ንመዉዓሊ ህፃናትን ፣ መጥሓንን ዝዉዕሉ ጠቅላላ 186 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ኣብ 6ቲኤን ክፍለ ከተማታት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬትን ምሕደራን ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለን ምርካብ ይካኣል
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ