Closed
ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 1 ክሳብ 12 ሰነ 2012ዓ/ም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ ቁፅሪ 67 ንመንበሪ ፣ ንግድን ፣ ንመዉዓሊ ህፃናትን ፣ መጥሓንን ዝዉዕሉ ጠቅላላ 186 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ኣብ 6ቲኤን ክፍለ ከተማታት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬትን ምሕደራን ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለን ምርካብ ይካኣል
መዝግያ ቀን ሰነ 12, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሰነ 15, 2012 3:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን