ተዘግቷል
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት / ናይ ቅድሚት ዓብይ መብራህቲ 02 ፣ ናይ ኢድ ፍሬን ናይ ቅድሚት 01 ፣ ካንዴላ 04 ፣ ናይ ባለስትራ ጎሚኒ 08 ፣ ናይ ቅድሚት መስትዋት 01 ፣Pulley /ፖሊ/ 01/፣ ሕጋዊ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
መዝግያ ቀን ሰነ 5, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሰነ 5, 2012 8:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን