መቐለ ሆስፒታል 1ይ ደረጃ ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ
2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/10/2012ክሳብ 05/10/2012 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት
3 ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 46