ተዘግቷል
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ደረቅ ፅዕነት ንምልዓል ብቅዓት ንዘለዎም 1ይ ደረጃ ዶብ ሰገር መጓዓዝያ ኣጎልግሎት ወሃቢ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ኮል ካብ ጅብቲ ወደብ ናይ ፋብሪካ ስሚንቶ ከጋዓዕዝ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ መጋዓዝያ ወሃብቲ ትካላት ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም
መዝግያ ቀን ሰነ 6, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሰነ 6, 2012 4:15 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ100,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን