ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብመሸጣ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሰነ 1, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 500.00
bidding: search status closed
1 ናይ ምጭራት ዓቕሚ ዘለዎ ኩሉ ምስታፍ ዝኽእል ምኻኑ
2 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ንተኸታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ጨረታ ሰነድ ብምግዛእ ክጫረቱ ዝኽእል ምኸኑ
3 ተጨራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 30.00 ዘይምለስ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስድ ዝኽእል ምኻኑ
4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ትሕጃ ብር 500 ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
5 እቲ ጨረታ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት
6 ኮሌጅና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0 42 40 94 67