Closed
ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመት ዘገልግል ትልሚ ስትራተጅክ / strategic plan) ንምድላዉ ኣብቲ ስራሕ ንዝተሰማረዩ ስራሕ ልምዲ ዘለዎምን ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎምን ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
መዝግያ ቀን ሰነ 9, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሰነ 9, 2012 9:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10%
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን