ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት፣ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑታት ፣ ወናብር፣ ጠረፔዛታትን ሸልፍን ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣ ካላዉዶ ዝገበረት፣ ኢንሹር ዝኾነት

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 28/09/2012ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ መዓልቲ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 15000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 28/10/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ናይ ንጉሆ ይዕፀዉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይክፈት

6 ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ዘረክብ

7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝን እቲ ንብረት ኣድላይ ኮይኑ እንተተረኪቡ 20% ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ጨረታ መደብ

s