Closed
ቤት ፅሕፈት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን ፣ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 2, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 2, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ