Closed
መሓዙት ዕቋርን ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸር/ ኤለትሮኒክስን ዕሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣ ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 7, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ ንፈርንቸርን ኤለትሮኒክስን ንሕድሕዶም ብር 15,500.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ ንኤለትሮኒክስን ፈርንቸርን ንሕድሕዶም ብር 200.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ