Closed
መሓዙት ዕቋርን ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸር/ ኤለትሮኒክስን ዕሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣ ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣
መዝግያ ቀን ሰነ 7, 2016 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሰነ 7, 2016 9:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ ንፈርንቸርን ኤለትሮኒክስን ንሕድሕዶም ብር 15,500.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 2,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ ንኤለትሮኒክስን ፈርንቸርን ንሕድሕዶም ብር 200.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 50.00
የተለቀቀበት ቀን