ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019