ተዓፅዩ

Mums for Mums Invitation to qualified bidders for Supplying of Medicine supply

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Monday 13th, July 2026 10:00 am (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንMonday 13th, July 2026 10:15 am
ቦታMekelle
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ አዘባ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ብርኪ BC GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ኮንስትራክሽን ሽርካና ማሕበር ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 20, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/ Computer & accesery & Tablate Materials.

ዝዕፀወሉ መዓልቲ Saturday 11th, July 2026 10:00 am (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንSaturday 11th, July 2026 10:30 am
ቦታMekelle
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019