ተዓፅዩ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት(ኣቕሑት) ንክ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኮነ ፕሮጀክት ካብ UNDPN ን SNDRP ዝተረከብ ሓገዝ በጀት ኣብ ጣብያ ደደረ ዝርከብ ጥዕና መዋልዳን መዓርፊ ማለት እዉን maternity waiting room ንምስራሕ ብብርኪ 8 ማለት እዉን ደረጃ 8 ደቀቅቲ ህንፃ ኮንትራክተር ማለት BC ብደረጃ 9 ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ደቀቅቲ ኣንኣሽተይ ትካላትን ንግድን ናይ ኮንስትራክሽን ማለት ህንፀት ብቅዓት ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ40,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019